De E.O.T.K. Debre Genet Kidane Mhret Rotterdam en Omgeving heb officieel geresisteerd in KvK als Kerkgenootschap.
Home
Contact
Diensten en Activitieten
Link
Kerk Info
Algemeen
| ኣገልግሎት ቤተክርስቲያን ኦ.ተ.ቤ.ኤ. ደብረ ገነት ኪዳነ ምሕረት ሮተርዳምን ከባቢኣን፡ | ናይ ኣገልግሎት ሰዓታት |
|---|---|
| ሰሙናዊ፡ ኣብ ዕለተ ሰንበት፡ ሰዓታት፡ ስብሓታት፡ ማሕሌት፡ ጸሎተ ቅዳሴ፡ ይበጽሕ። | ካብ ሰዓት 06፡00 ጀሚሩ ክስብ 12:00 |
| ወርሓዊ፡ ኣብ በዓለ ቅዱስ ሚካኤል፡ ኪዳነ ምሕረት፡ በዓለ ማርያም፡ መድኃኔ ዓለም፡ በዓለ እግዚአብሔር፡ ጸሎተ ኪዳን ይበጽሕ። | ካብ ሰዓት 09:00 ጀሚሩ ክሳብ 13:00 |
| ዓመታዊ፡ ኣብ ዓመታዊ ክብረ በዓላት፡ ዓመታዊ በዓላት፡ ናይቲ ዕለት ግቡእ ጸሎት ይበጽሕ። ከከም ኩነታቱ ሰዓታት፡ ስብሓታት፡ ማሕሌት፡ ጸሎተ ኪዳን፡ ጸሎተ ቅዳሴ ይበጽሕ። | ከከም ኩነታቱ |