ኣገልግሎት ኦ.ተ.ቤ.ኤ. ደብረ ገነት ኪዳነ ምሕረት ሮተርዳምን ከባቢኣን (Kerk Diensten)።

1. ጸሎት፡

1.1. ሰሙናዊ (Wekelijkse)፡

ሰንበት (Zondag)፡ ካብ ሰዓት 06:00 - ክሳብ ሰዓት 12:00 uur

ሰዓታት፡ ስብሓታት፡ ማሕሌት፡ ጸሎተ ኪዳን፡ ጸሎተ ቅዳሴ ይበጽሕ፡ ስብከት ይውሃብ (Gebed)።

1.2. ወርሓዊ (Maandelijkse)፡

ኣብ በዓለ ቅዱስ ሚካኤል፡ ኪዳነ ምሕረት፡ በዓለ ማርያም፡ መድኃኔ ዓለም፡ በዓለ እግዚአብሔር።

ኣብ ዝውዓለሉ ዕለት፡ ሰዓታት፡ ስብሓታት፡ ማሕሌት፡ ጸሎተ ኪዳን፡ ጸሎተ ቅዳሴ (እግዚአብሔር ኣብ ዝፈቐዶ) ይበጽሕ፡ ስብከት ይውሃብ (Gebed)።

1.3. ዓመታዊ (Jaarlijkse)

ዓመታዊ ክብረ በዓላትን: ዓመታዊ በዓላትን ከከም ኩነታቱ፡

ኣብ ዝውዓለሉ፡ ሰዓታት፡ ስብሓታት፡ ማሕሌት፡ ጸሎተ ኪዳን፡ ጸሎተ ቅዳሴ (እግዚአብሔር ኣብ ዝፈቐዶ) ይበጽሕ፡ ስብከት ይውሃብ (Gebed)።

2. ትምህርቲ (Les)፡

2.1. መንፈሳዊ ትምህርቲ

ሰንበት (Zondag)፡ ናይ መናእሰይን ቆልዑን ትምህርቲ፡

2.2. ካልእ ኣድለይቲ ኮርሳት፡

ኣድላዪ ኣብ ዝኾነሉ እዋን።

Beleidsplan - Kerk Dienst in de Hele Jaar: